تصريح صحفي صادر عن اللجنة التحضيرية للمؤتمر الوطني العام العاشر لجبهة التحرير الإرترية ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ ኣሰናዳዊት ሽማግለ ዓስራይ ጠቅላሊ ሃገራዊ ጉባኤ ተጋዱሎ ሓርነት ኤርትራ

جبهة التحرير الإرترية            ተጋዱሎ ሓርነት ኤርትራ  
الاخوة المناضلون قواعد وفروع جبهة التحرير الإرترية اينما کنتم: جماهير شعبنا الابي الصامد:     يسر اللجنة التحضيرية للمؤتمر الوطني العام العاشر لجبهة التحرير الإرترية وعبر هذه السانحة ان تعلن انطلاقة اعمالها ومباشرة مهامها التي جاءت بتكليف من اللجنة التنفيذية وبناء على مقررات المجلس المركزي للجبهة في دورة انعقاده الاخيرة في ديسمبر 2018م  ويأتي توجه  الجبهة نحو مؤتمرها العام وتشكيل لجنة تحضيرية له في خضم تطورات متلاحقة شهدتها ساحتنا الوطنية والاقليمية مكنت نظام اسياس وزمرته من بسط المزيد من التسلط والسطوة ووفرت له ارضية سياسية جديدة كانت خصما من فرص تقدم كفاحنا الوطني الديمقراطي ضد القهر والعدوان كما زادت هذه التطورات من مخاطر ضياع كافة مكتسبات نضالنا الوطني التحرري الذي مهره شعبنا بكل غال ونفيس ولهذا فإن الظرف السياسي الراهن الذي نتجه في ظله نحو عقد مؤتمرنا هو ظرف دقيق للغاية يتطلب مضاعفة الجهود من الجميع ورفع وتيرة العمل الی مستوی التحديات الماثلة وضمن هذا السياق فإن المؤتمر العاشر ليس فقط حاجة تنظيمية واستحقاق دستوري اَن زمانه وانما هو ايضا محطة هامة وضرورية للوقوف امام كل هذه التطورات والاحداث التي نعيش تأثيرها وانعكاساتها .. ان اللجنة التحضيرية وقد بدأت بالفعل مباشرة مهامها النضالية ستضع بإذن الله تعالى خطط عملها المرحلية وتوزع المهام بين أعضاؤها وستعمل على اشراك فعلي وعملي لكل فروع الجبهة وقواعدها على امتداد العالم ومن اجل نجاح ذلك ستعمل على تنظيم اللقاءات وعقد الندوات وتسهيل عمليات التواصل بينها وبين الجميع عبر مكتبها الاعلامي والثقافي لتحقيق افضل الصلات بينها وبين قواعد الجبهة لضمان تفاعلها الايجابي وسنعكس كل ذلك عبر اصدارات منتظمة  وتهيب اللجنة التحضيرية هنا بكل قواعد الجبهة وجماهيرها ان تستنفر كامل طاقتها وتقدم كافة اشكال الدعم المادي الذي يمكنها من اداء واجبها على اكمل وجه وثقتنا عالية في ان قواعد الجبهة الوفية والمعطاءة هي مؤهلة تماما لذلك كما كان ديدنها  في كل المهام النضالية…  
اللجنة التحضيرية
03/03/2019م
ኣሕዋዋት ተቃለስቲ መሰረታትን ጨናፍርን ተጋዱሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ዘዘለኹሞ ቦታታት ዓለም ተባዕ መካቲ ሓፋሽ ህዝብና። ========================    ብመሰትረት ዉሳነታት ኣብ ታሕሳስ 2018 ዓ፣ም ዘተቃነዐ ዳሕረዋይ ሱሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ተ፡ሓ፡ኤን፣ ብ ፈጻሚ ሽማግለ ዘተወህባ ዕማምን።  ኣሰናዳዊት ሽማግለ ዓስራይ ጠቅላሊ ሃገራዊ ጉባኤ ተጋዱሎ ሓርነት ኤርትራ፣  ስረሓታን ከም ዘጀመረትን  ዕማማታ ከም ዘፈለመት።  ሓጉስ እናተሰመዓ ብ ዕሊ ትገልጽ።    ካብ ዕድላት ግስጋሰ ሃገራዊ ድሞክራስያዊ ጺሬ ተጻብኦታትን ጭቆናን  እንካይዶ ዘሎና ቃልሲ ኣብ ዝጎደለሉን፣ ስርዓት ኢሳያስን ጭፍራኡን ግፍዖምን፣ ናይ ብዘይ ድልየትካ ምግዳድን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝክተሉዎ ፖልሲኦም ከዛዪድሉ ዝሕግዝን፣  ሓዲሽ ፑሎቲካዊ ባይታ ኣብ ዘረከበሉ ግዜን፣ ተቃላጣፊ ምዕባለታት ኣብ ሃገርናን ዞባናን ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ ወቅቲን።  ከምኡ ዉን ኢዚ ህሉው ምዕባለታት ሃገርና ኤርትራ ን ምብራስን፣ ሳላ’ቲ ህዝብና ዘኸፈሎ ኩቡርን ዕዙዝን ዋጋ ዘተረኽበ፣ ረብሓታት ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልስና ኣብ ሓደጋ ጥፍኣትን ተቃልዑሉ  ኣብ ዘሎ ግዜ’ዩ፣ ተሓኤ  ጣቅላላ ጉባኤኣ ን ምክያድ ኣሰናዳዊት ሽማግለ መዘዘት።      ስለ’ዚ ጉባኤና ዝቃነዓሉ ዘሎ ህሉው ፑሎቲካዊ ኩነታት፣ ኣዝዩ ተኣፋፊ ኩነታት ብሙኻን፣ ምስቲ ደረጃ ኣብ ቅድሚና ዘሎ ቡዶሆታት ዘመጣጠን፡ ካብ ኩሎም ኣባላት ዕጽፊ ጻዕርን ዝያዳ  ዕማምን ኢዩ ዘድሊ።     ኣብዚ ክሊ ዛዕባ እንኮሎና፣ ዓስራይ ጉባኤ ዉድባዊ ኣድላይነትን፣ ግዜኡ ዘኣኸለ ቅዋማዊ ጉቡኢን ጥረሕ ዘይ ኮነ ሲ፣ ከምኡ ዉን ዉጽኢቱን ጽልዋታቱን፣  ንርኢ ዘሎና ምዕባላታትን ክስተታን እንትንትነሉ  ኣገዳሲ መድረኽ  ኢዩ። ተቃለስቲ ኣሕዋት    ኣሰናዳዊት ሽማግለ ቃልሳዊ ዕማማ ብግብሪ ኢያ ጀመረት፣ ብፍቃድ ኣምላኽ ከኣ ትልምታት መድረኻዊ ስረሓታ ብ ምድላው፣ ዕማማት ስራሕ  ኣብ መንጎ ኣባላታ ብ ምምቅቃል።    ምእንቲ ምዕዋት ዕማማ ድማ ኩለን ጨናፍርን ኣብ ኣጽናፍ ዓለም ዝርከቡ መሰረታት ተሓኤ፣ ብግብሪን ብስራሕን  ክተሳትፍ’ያ፣ ከምኡ ዉን ርክባት ክትዉድብ ኢያ፣ ሲመናራት ዉን ክተካይድ ኢያ።    ዘሓሸ ርክባት ን ምፍጣርን፣ ኣወታዊ ተሳትፎ መሰረታት ተሓኤ ን ምውሓስን ምርግጋጽን ድማ፣ ኣሰናዳዊት ሽማግለ ብ መንገዲ ናይ ዜናን ባህልን ቤት ጽሕፈታ ኣቢላ፣  ኣብ መንጎኣን መንጎ ኩሎም ኣባላት ስሉጥ ርክብ ክሁሉዋ ኢዩ፣ ኩሉ’ዚ ከኣ ብ መንገዲ ሱሩዕ ጹሑፋት ክንጸባረቅ ኢዩ።     ስለ’ዚ ኣሰናዳዊት ሽማግለ ከምቲ ዝግባእ ዕማማ ክትገብር ን ኽትክእል ምእንቲ፣ ኩሎም መሰረታትን ሓፋሽ ዉድባት ተሓኤ፣ ሙሉእ ዓቅሞም ከካትቱን፣ ኣድላይ ዘኾነ ዓይነታዊን ገንዘባውን ኣበርኩቶ ንኽገብሩ  ትምሕጸን።     ዉፋያትን ለገስትን መሰረታት ጀብሃ ከምቲ ወትሩ ኣብ ኩሉ ቃልሳዊ ዕማም ዝገብሩዎ ግደ፣ ሕጂ ዉን ንዚ ዕማም  ወፈየኦም ንምብርካት፣ ሙሉእ ብቅዓት ክም ዝዉንኑ እምነትና ሉዑል ኢዩ።

ኣሰናዳዊት ሽማግለ
3 መጋቢት 2019 ዓ፣ም    

احدث المنشورات