ኲናት ኣብ መንጎ ሰራዊታት ትግራይን ኤርትራን፣ ዳግም ተጀሚሩ። ናብ ውሽጢ ኤርትራ ከይ ኣስፋሕፍሕ ድማ ስግኣታት ኣሎ።

ኩነታት ዞባ ቃርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፣ ቀጻሊ ምዕባለታት ኩነት ኢትዮጵያ ድማ  ብፍላይ ዝከታተሉ ተዓዘብቲ፣ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዘሓለፋ ዉሑዳት መዓልታት መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክም ዘካየደ ሓቢሮም።

 ኢቲ ዘተኻየደ መጥቃዕቲ ድማ፣ ፈላሚ ምድላዋት ምምላስ ኢቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ኣምሓራን ኣከራኻሪ ዘኾነ ከባቢታት ምዕራብ ትግራይ ዘዓለመ፣ ሓዲሽ ኲናት ንምክያድ ኢዩ ዝመስል። ብፍላይ ኣብዚ እዋን፣ ቁጽሪ ወድተሃደራዊ ተራጸምቲ ወገናት ኣብቲ ከባቢ ጎዲሉ ኣሎ። 

 ኢቲ ኲናት ሕጂ፣ ኣብ መንጎ ሓይሊታት ትግራይ ብሓደ ሸነኽ፣ ምልሻ ፋኖን፣ ሰራዊት ኤርትራን ብ ካልእ ሸነኽ ይካየድ ክም ዘሎ ተገሊጹ።

 ብመሰረት ዘረኸብናዮ ጻብጻባት፣ ሰራዊት ኤርትራ ቃንዲ ማእከላይ ዕርዱ ከባቢ (ዳንሻ) ብምግባር፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተዘርጊሑ ይርከብ።

ኢቲ ሰራዊት ኤርትራ ዘለዎ ከባቢ፣ ቃዳማይ መከላኸሊ መስመር ዶብ ኤርትራን ትግራይን፣ ብፍላይ ከኣ ከባቢ ባድመን ሽራሮን ኢዩ ብምባል ተዕዘብቲ ይገልጽዎ።

ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ቀንዲ ዓቀብ ምፍሻል’ቲ ብትግራይ ዘተኻየደ ፈተነታት ምምላስ ብ(ዋልቃይት) ዝፍለጥ ከባቢታት ኢዩ ነበረ።

 ብርግጽ ምንስሓብ ፍድራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያን፣ ሓይሊታት ኣምሓራን ካብ ግንባር ኲናት።

 ሰራዊት ትግራይ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ተቆጻጺሩዎ ዘሎ መሬት’ቲ ክልል ንምብራር ዘዓለመ ውግኣት ዳግመ ክጅምር ኣተባብዖ። ስርዓት ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብቲ ዓሪዱሉ ዘሎ ከባቢ ክስሕብ ክገድድዎ ምእንቲ፣ ሰራዊት ትግራይ ደፊኦም ናብ ኤርትራ ከኣትዉ ተኽኡሎታት ክም ዘሎ ተዓዘብቲ’ቲ ኩነታት ይገልጹ።

 

احدث المنشورات