قبري هوت أبو عشرة ينعى رفيق الدرب…

 

 

ኣሕዛኒ ወረ  ብተለፎን  ተደዊሉለይ ጅግና  ሓርበኛ ኣቦ ብረታዊ ቓልሲ ብጻይናን መራሒናን  ሓምድ ማሕሙድ  ብሕማም ምኽንያት 3 ርብዒ  ዕድሚኡ ንህዝቤ ኤርትራን ሃገረ ኤርትራ መሪር ቃልሲ ተቓሊሱ  ክሳብ ዕለተ

ዕርፍቱ ከየዕረፈ ክቅለስ ድሕሪ ምጽንሑ  ዝተቓለሰላ ሃገረ ኤርትራ ከይ ራኣያ ካብዛዓለም ንነብረላ ዘለና ብሞት ብምፍላዩ ድርብ እሕዛኒ መሪር ሓዘን ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ።

     ቅሰን ጅግና ሓርበኛ ሓምድ ማሕሙድ  ኣብ መስርዕ ንሞት ዘለና ንዕላማ ተቓለስካሉ ወይ ከማኻ ክሳብ ንሓልፍ ቃልስና ከይ ነቋርጾ መስዋእትኻ ዝያዳ ከተባብዓናዩ  ።

 ረቢ ኢዱ ኣንጺፉ ይቀበልካ ናብ ጽድቂ ቦታ የንብርካ ።

በዚ ኣጋጣሚ ንኹሎም ስድራ ቤቱን  መቕሩቡን መቓልስቱን ከሙኡ ውን ንኽሎም ኣባላትና ኣባላት  ተ ሓ  ኤ  ጽንዓት ይሃብኩም

  ናይዚ  ድርብ ሓዘንዚ ተኻፋላይ ምዃነይ ይገልጸልኩም።

   ካብ ገብሪሂወት ኣብዓሸራ።

احدث المنشورات