المناضل حسين خليفة يبرق مؤتمر جبهة الإنقاذ(حدري)

برقية من رئيس جبهة  التحرير الارترية

 ናይ ደገፍ መልእኽቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

الاخوة رئيس واعضاء المؤتمرالتنظيمي الثاني لجبهة الإنقاذ الوطني الارترية حيدري

 و  المؤتمرون  الكرام .

تلقينا بوافر التقدير دعوتكم الكريمة للمشاركة في اعمال مؤتمركم هذا واغتنم هذه الفرصة لاعرب لكم عن عميق تقديري لدعوتكم لنا لحضور المؤتمر التنظيمي الثاني لجبهة الإنقاذ الوطني الإرتري (حدري)  اتمنى لمؤتمركم هذا كل الموفقية للخروج بقرارات وتوصيات بما يخدم نضالنا الوطني المشترك حتى يتحقق النصر للشعب الارتري وقواه السياسية ضد النظام الدكتاتوري.

 

 أخوكم/ حسين خليفة محمد

 رئيس جبهة التحرير الارترية

29/01/2018م


ዝኽብርኹም ኣቦ መንበርን ኣባላትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሕድሪ

ዝኸበርኹም ጉባኤኛታት፡

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሕድሪ ኣብ መኽፈቲ ካልኣይ ዉድባዊ ጉባኤኹም ንክንሳተፍ ዝገብርኹምልና ዕድመ እናመስገና ካልኣይ ዉድባዊ ጉባኤኹም በዓወትን አሳልጦን ከ ዛዘም ድማ ነምነ”፡፡ከማኡዉን ገድላዊ ዝምድናታትና ኣድልዲልና ናብ ዝላዓለ ቃልሲ ምሕዝንታትና ስጠመትን ክበርኽ ንምግባር በዚ ኣጋጣሚ ,ዚ ድልዉነትና ከንገልጽ ነፈቱ፡፡ ጉባኤኹም ንሓበራዊ ሃገራዊ ገድላዊ ረብሓዝዉዕል ዉሳነታት ከወስን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍዝካየድ ዘሎ ዲሞክራስያዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ተቃልስቲ ሓይልታትነ ናብ ዕወት ዘስጉም መደባትን ትልሚ-ዕዮን ጨቢጡ ከወጽእ ትጽቢት ይግበረሉ፡፡

ሓዉኹም/ ሑሴን ከሊፋ መሕመድ

እቦ መንበር /ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

29/01/2018

احدث المنشورات