Cultural & Information Office Of  E.L.F
Aljabha.net


ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

ዩሃና በምኽንያት ሓዲሽ ዓመት 2018

ዉድብና ትጋድሎ ሓርነት ኤርትራ በምኽንያት ሓዲስ ዓመትነ ልድትን ንመላአ ህዝቢ ኤርትራ በፊላይ አመንቲ ክርስትና ክምኡዉን ንመላአ ህዝቢ ክርስትና ኣብ ዓለም ዓመተ ስላም ራህዋን ክኸዉን ትምኒትና ንገልጽ ፡፡

ህዝቢና በዘይ ኣፋላለይ ሃይማኖትን ባህልን በስላም በሓባር ይነብር፡ ከምዝነበረ ከምዝቀነየ ኮይኑ ሎሚ ግን ንዚ ዝነብረ ናይ በሓባር ምንባር በስላም ኣብ ኤርትራ ተደቂኑ ዘሎ ስርዓት ኣፍርስዎ ጥራሕ ዘይ ኾነ ንመላአ ህዝቢ ኤርትራ ንአዳድን ስቃይን ብርስትን ስድትን  ያጋልጽ ኣሎ፡፡ ስለዚ ኮነ ንዚ ተግባራት እዚ ህዝቢ ኤርትራ ተቃውምቲ ዉድባቱ በናይ ሓባር መኽተ ከፈሽሉዎ ይግባአ፡፡

በዚ ምኽንያት ህዝቢና ኩሉ ኣቅሚታቱ ጠርኒፉ በሓዲሽ ምንፈስ አንፃር እዚ ስርዓት ህግደፍ በሓባር ክብገስን ክላዓልን ፅዊዕትና ነቅርብ ፡፡

ዓቢ ስላምታና ናብ ዘተፈላልዩ ሃይማኖታውያን ዘትእሰሩ በገባቲ ስርዓት ክምኡዉን ስላምታና ንኩሉ ህዝቢና ንቲ ስርዓት ዝቃውም ዘሎ በተፈላልየ ኣገባብ፡፡

ሩሑስ አውድ ዓመት ይግብረልኩም፡

ይግብረልና ንብል፡፡

ቤት/ ጽሕፈት ዜናን ባህልን

ተ.ሓ.ኤ

جبهة التحرير الارترية

تهنيئة بمناسبة اعياد الميلاد المجيدة

يطيب لنا في جبهة التجرير الارترية بان نتقدم باصدق التهاني بمناسبة اعياد الميلاد  السيد المسيح (عليه السلام ) لابناء شعبنا من المسيحيين ولعموم المسيحيين في العالم راجين لهم عيدا سعيدا .

نسال الله العلي القدير بان يعيده علي الوطن ونحن ننعم بالسلام والحرية وبكل ما يعزز وحدة شعبنا من عدل ومساواة وديمقراطية .

ظل شعبنا الأبي بكل مكوناته الدينية والثقافية والاثنية في حالة تعايش يحسد عليه وان النظام يعبث بهذا التلاحم ويجب التصدي له ونؤكد علي ضرورة محاربة كل الافكار التي افرزتها ممارسات النظام كمقدمة لاسقاطه .التحية والتقدير لكل رجال الدين من محتلف الطوائف في سجون النظام بعد ان تصدوا لهمجية النظام. والتحية لابناء شعبنا وهم يقاومون هذا الطغيان الغاشم من خلال الفعل الثورة المنظم.

وكل عام وانتم بالف خير

مكتب الثقافة والاعلام .

ج.ت.إ