ውሳነ 10ይ ጉባኤ ተሐኤ ተበግሶ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብ ኤርትራ እግርና ክረኤ

ስነ ጥበባዊ ብርሀ ዑቅባዝጊ 19-02-2020 ውሳነ 10ይ ጉባኤ ተሐኤ ተበግሶ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብ ኤርትራ እግርና ክረኤ‘‘ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ሱሩ ከም ቶም ዘዝለቑ ካብ ዓዲ መዓስ ሪሒቑ ቁልፍና መዓስ ዘሊቑ‘‘ ናትና ንግበር ኣብ ተባህለ ኣይንንበር ዓርዑት ህግደፍ ክስበር‘‘ ካብ ምሔ ዝሐለፈ ብመንፊት ክንፈ ንመተካእታ ትምነዩ ታሪኽ ኣይምሕርን ዩ‘‘ ትንሳኤ ንህዝብና ድሕነት ትንሳኤ ንለውጢ ንሐርነት ብስኒት ንህግደፍ ክንምክት‘‘ ናይ ተሐኤ ትንሳኤ ምስ ኣስፋሕፈሔ ወይልኡ ደሙ ምስ ፈልሔ ኣብ ቅድሚኡ ዝጸንሔ‘‘ ከምታ ርጊቢት መንገብገባ ዝተሃረመት ብትብዓት ብጽንዓት ትጋላገል ካብ መዓት‘‘ (መን ኣብ ልዕሊ መን ክዋራዘ) ጽገናዊያን ብኣርዮስ ውክልና ዝረኸቡ ብቅዋም እንበር ብለውጢ…

أقرأ المزيد