(ኤረና ኩሑሎ ዶ ብህግደፍ ትሕሎ)

ስነ ጥበባዊ ብርሀ ዑቅባዝጊ ኤረና ኩሑሎ ዶ ብህግደፍ ትሕሎ) ደለይቲ ፍትሒ ኢና በሃልቲ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ግብራዊያን ዲናስ ተዛረብቲ‘‘ ደለይቲ ፍትሒ ኢና እኹል ኣይኮነን ዘረባ ጥራይ በይኑ ፍትሕ ኣየምጽእን ኤርትራዊያን ካብ ዘረባ ወጺና ንወስን‘‘ ሐገዝቲ ረኽብና እንተበልናሲ ተቐበልቲ ሕድሪ ተረኺቦም ፈልሲ መንእሰይ ተገምጢሉ ኮይኑ ከሳሲ‘‘ ጅግና ስዉእ ዓዋተ በዓል ስረ ዓዲ ኣሻሐት ስዉኣት ደቂ ኤረ ህግደፍዩ ንኤርትራዊያን ዘቑረረ‘‘ ጅግና ስዉእ ወዲ ዓሊ በጃና ምስ ሐለፈ ትማሊ ንህግደፍ ጸረ ህዝቢ ዝኣሊ ጅግና ተሳኢኑ ኣለኹ በሃሊ‘‘ ካብ ውሽጥስ ተቐቢጹ ህዝበይ ካብ ዓዱ ነፊጹ እግረይ ኣውጽእኒ መሪጹ ብደገ እስትራተጂ ሐንጽጹ ተስፋ ዝቖረጹ ናባን…

أقرأ المزيد