بيان الرعيل الأول …

{ لَئِن لَّمْ يَنتَهِ الْمُنَافِقُونَ وَالَّذِينَ فِي قُلُوبِهِم مَّرَضٌ وَالْمُرْجِفُونَ فِي الْمَدِينَةِ لَنُغْرِيَنَّكَ بِهِمْ ثُمَّ لَا يُجَاوِرُونَكَ فِيهَا إِلَّا قَلِيلاً ْ}  الأحزاب60 أبناء شعبنا المناضل:                     ونحن نمر في ارتريا منذ أكثر من ربع قرن بمعاناة مؤلمة نجمت عن ممارسات الحكم الدكتاتوري الجاثم على صدر شعبنا كنا وما زلنا نعلق الآمال العراض على أبناء شعبنا وخاصة جيلنا الراهن الذي فتح عينيه على معاناة أهله وهو يعيش في كنف دولة مستقلة ، فكيف بنا ونحن الذين شكلنا كرعيل أول الفوج الذي إفتتح مسيرة الكفاح الوطني المسلح ومر بمنعطفات متعرجة كثيرة ،…

أقرأ المزيد

ንሕና ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን

(ንሕና  ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን) ምፍንጫል ንጃንዳ ህግደፍ እንበር፣ንህዝቢ ኤርትራ ስለ ዘየርብሕ፣ኣብ ዕላማን ሕግን ተሐኤ ተመርኲስና፣ ዘይምርድዳእ ብዘተ ስለ ዝፍታሕ፣ኣብ ጎኒ እቲ ኣብ ጉባኤ ተመሪጹ ዝወጽኤ፣ምስ መሪሕ ውድብና ተሐኤ ደው ከም ዝበልና ንገልጽ ኣሎና፣ብሽም ጨንፈር ጀርመን፣ብወኪል ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ፣ ኣብ ሃገር ጀርመን በርሀ ዑቅባዝጊ። ብለበዋ ዝተሰነየት ግጥሚ ጽባሕ ከይትጠዓሱ ውድብኩም ኣይተፍርሱ ናብ ልብኹም ተመለሱ፣ ተሐኤ ዶ ተርፋ ዘይፈረሰት ክንዲ ንድሕነት ህዝቢ ክተት ምፍንጫ ኣብ ሐዲሽ ዓመት ንማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ዓወት፣ ቆሪርኩም ብጾትኩም ኣይተቑሩሩ ካብ ቶም ዝቐደሙ ተማሃሩ ናይ ጥርናፈ መዝሙር ዘምሩ ዕምሪ ጉጅለ ህግደፍ ክተሕጽሩ፣ ዓወትና ኣብ ጥርናፌና፣ካብ…

أقرأ المزيد