ሕልሚ ስግር ማዕዶ‘ኣቱም ህዝብታት‘ ኤርትራ‘ ሱዳን‘ ኢትዮጵያ‘ ርእሲ ከተማ ኤርትራ‘ ካርቱም‘ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ ኣስመራ‘ርእሲ ከተማ ሱዳን‘ ኣዲስ ኣበባ‘ ክትጽውዖ ይካኣል ዶ።

    ሽንፍላ ኣማን ብኣማን ሽንፍላ፣ሌባ ሌባ እንተበልዎ፣ሉባ ሉባ ዝበልዎ መሲልዎ፣ዘይተከንሸበ መልሐሱ፣ ክንድዚ ዶ ይሕሱ፣ኤርትራ ንኤርትራዊያን ነገር ኣይትፍሐሱ፣ ሕልሚ ኣግኣዚ ትግራይ ትግርኚ፣ኣቱም ደቂ ኤረ፣እዚ ሽንፍላ ዶ ብጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ምመደረ፣ዘርኢ ኣሉላ፣ክሳብ ማዓስ እዮም ንኤርትራ ከሽካዕሉላ። ናይ ሐባር ስራሕ እንተ ዝህሉ፣መራሒ ጃንዳ ቅድሚ ኹሉ፣እቶም ብደም ጀጋኑ ዝገበሉ፣መጠንቀቕታ ደብዳበ ምተቀበሉ፣ ብድሕሪ ዚ‘ እቶም ንክሕስዉ ዝተመወሉ፣ እዞም ታሪኽና ዝብልሉ፣ ጽባሕ ዋጋ ይኸፍሉ።   ሽንፍላ መቀለ ካብ ዩንቨርስቲ መቀለ ብሽም ኤርትራ ኣግኣዚያን ኢሉ ዝነቀለ ናይ ሐርነት ቃልስና ከዳኽም ዝተመወለ፣   ዓሻ ተመሲልካ ድራሮም ወድኣሎም ዕባይ ኤርትራ ተጋሩ ተጸሊሎም ንባሕሪ ክብሉ ምልዮናት ከስኪሶም ኣብ…

أقرأ المزيد

فرع ملبورن يقيم أمسية تأبينية …

    أقام فرع جبهة التحرير الإرترية في مدينة ملبورن أستراليا أمسية تأبينيه لشهداء جبهة التحرير الإرترية  الذين التحقوا بالرفيق الأعلى وعلي رأسهم البطل المناضل الشهيد القائد حامد محمود وكانت أمسية شاركت فيها كل قطاعات المجتمع الإرتري بكل ألوان طيفه المختلفة . بداء البرنامج بآيات من الذكر الحكيم وكلمة ترحيبية من المناضل / محمد سلطان رئيس الفرع والذي رحب بالحضور المشرف للجالية ومشاركتها في حفل التأبين ثم كانت كلمة المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي المناضل  رئيس المجلس الأستاذ حاج النور والذي ترحم علي المناضلين الأبطال الذين وهبوا كل حياتهم لوطنهم…

أقرأ المزيد